ብዘይ ቈጸራ ክትባት ምውሳድ
ኣብዝደለኻዮቦታንኣብዝጥዕመካእዋንንክትባትውሰድ።እዚብኸመይከምዚዓዪእስከንርአ፥
- ኣብ ከባቢኻ ክትባት ክትወስደሉ እትኽእል ቦታ ርኸብ
- ቈጸራ ከይሓዝካ ምጻእ
- ንዅሎም እቶም ብዛዕባ ክትባት ዝምልከቱ ዘለዉኻ ሕቶታት ከይተሰከፍካ ሕተቶም ወይ ብኡንብኡ ክትባት ውሰድ
ኣብ ከባቢኻ ተኸተብ
ቈጸራ ከይገበርካ ምኽታብ እንታይ እዩ?
ኣብቲ ብዘይቈጸራ ክትባት ምውሳድ ዝብል ጽሑፍ ንኹለን እተን ብዘይ ቆጸራ ኣንጻርኮሮናክትባት ክትወስደለን ትኽእልናይ GGD ቦታታትክትረኽበን ኢኻ።
ነቲቐዳማይክትባት ክኽተቦ ክትከይድ ከለኻ ናይ ኣፍን ኣፍንጫን መሸፈኒ ማስኬራንናይመንነት ወረቐትካን (ቍጽሪ BSN ዘለዎ) ምምላእ ኣይትረስዕ። ኣብቲክትባት ዝወሰደሉቦታእውንእንተዀነ ናይ ኣፍን ኣፍንጫን መሸፈኒ ማስኬራክትገብርን ንሓድሕድካ ድማ 1.5 ሜትሮክትረሓሓቕንኣሎካ። እንተደኣ ብኺኢላሓኪምንሳልሳይግዜ ክታበት ክትወስድዕድመ ዝቐረበልካ ኮይንካ ድማ ነቲ ናይ ዕድመ ወረቐት ሒዝካዮ ክትመጽእ ኣለካ።
ነቲ ቐዳማይክትባት ክትወስዶ ምስ መጻእካ ነቲኻልአይቲ ክትባት ንኽትወስዶ ብቐጥታምሳኻቘጸራኽንገብርኢና።
ንነብስኻን ንፈተውትኻን ተኸላኸለሎም
ስለምንታይ እየ ኣንጻር ኮሮና ክኽተብ ክመርጽ ዘለኒ?
ጸረኮሮና ቫይረስክትባትብግዴታኣይኰነን።ኵሉሰብእንተደኣ ተኸቲቡ ግንእቲቫይረስብቐሊሉክዝርጋሕኣይክእልንኢዩ።ስለዚ ክትባትንርእስኻጥራይዘይኰነስንኸምየዕሩኽ መሓዙትካን ስድራቤትካንዝኣመሰሉኣብከባቢኻዘለዉሰባትእውንይከላኸለሎምእዩ።
ብተደጋጋሚ ዝሕተቱ ሕቶታት
ብዘይ ቈጸራ ክታበት ምውሳድ ብዝምልከት ዝሕተቱ ሕቶታት
ብዘይቈጸራክታበት ምውሳድብኸመይከምዝካየድዝያዳክትፈልጥትደሊዶ? እምበኣር ኣብቲ ብተደጋጋሚዝሕተቱሕቶታት ዝብል ተመልከት።
ንውልቃዊ ሓበሬታት ናትካ ብኸምዚ ኣገባብ ኢና ንዕቅቦምም፦
መንነትካ ዝፈልጥ ወላ ሓደ ሰብ የልቦን። ነቲ ናይ ክትባት መኽተቢ ቦታታት ትርእዮ መንነትካ ከይተፈለጥካ እዩ።
ኣብዚ ወብ ሳይት እዚ ዝዀነ ይኹን ውልቃዊ ሓበሬታት ናይ ሰባት ኣይነቐምጥን ኢና።
ሰባት ኣበየናይ ክፋል እዚ ወብ ሳይት ምብጻሕ ከም ዝገበሩ ጥራይ ኢና ንከታተል፣ እዚ ዝግበር ድማ ነዚ ወብ ሳይት እዚ ንምምሕያሽ ብምባል እዩ።